Fana: At a Speed of Life!

መበል ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን መበል ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ስራሕ የሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተሳቲፎም።

እቲ ጉባኤ፥ “ዘላቒ ስራሕ ንብሩህ ፅባሕ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ።

ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል÷ እቲ ጉባኤ ተበፃሒ ዝኾነን ፅርየት ዘለዎን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.