Fana: At a Speed of Life!

መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 442 መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ብድምቀት ካብ መንጎ ዝኽበረሎም ሃገራት ስዑዲ ዓረብ ተረቋሒት እንትትኮን፥ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ናብ መካ ዓረፋ ሃጂ ብምግባር ከምኡውን እቲ እምነት ዝፈቕዶ ስራሕቲ ፅድቂ ብምስራሕ ትማሊ ኣሕሊፈምዎ።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ናብ ሙዝዳሊፋህ ብምኻድ ዝተረፈ ስርዓት እቲ እምነት ከካይዱ ኢዮም።

ብተመሳሳሊ ኣብ ኢንዶኔዥያ ሰዓብቲ እምነት እስልምና በዓል ዓረፋ የኽብሩ ኣለዉ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እውን እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ሰነ ስርዐታት ይኽበር ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.