Fana: At a Speed of Life!

መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ።

ኣብቲ ስነስርዓት ቤተሰብ ስፖርት፣ ነበርቲ ክፍለ ከተማ የካን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ዓወት ዓድዋ ዝዝክሩ መልእኽቲታት ኣብቲ መድረኽ ተመሓላሊፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.