Fana: At a Speed of Life!

መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣወስትራሊያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ እምብሲ ፌዴሪኢ ብዘዳለዎ ኣብ ኣወስትራሊያ ተኸቢሩ።

ኣብቲ ብኢንተርንት ዝተገበረ ዘተ ዝተሳተፈ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዲያስፕራ ኢትዮጵያ ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ ዓወት ዓድዋ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ዓወትን ናይ ኩሎም ፀለምቲ ኣርማ ነፃነትኒ ኢዩ ኢለን።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ከብ ዝኾነ የኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነት ኢትዮጵያውያን ዝጠናኸረሉ ከምዝኾነ እውን ተዛሪበን።

ዝተጀመረ ህንፀት ገድብ ህዳሰ ኣብ ምዝዘምን ኣብ ሃገርና ዝንዛሕ ዘሎ ዝተሰሓሓተ ወረ ንምምካትን ዳይስፖራ ናይ ቀደም ኣቦታቱ ታሪኽ ብምስዓብ ብሓባር ደው ክብል ከምዝግባእ ኣተሓሳሲበን።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ኒውዚላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ተሳቲፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.