Fana: At a Speed of Life!

መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።

እቲ ትካል ከምዝበሎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲን ሓለፍቲ ስራሕን  ዝተፈላለያ ሃገራት ክሳተፉ ኢዮም።

መበል 13 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.