Fana: At a Speed of Life!

መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።

ኣብቲ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ዝተዓወቱ ደቂ ተባዕቲዮ ብቕደም ሰዓብ

1ኛ ኣቤ ጋሻሁን ካብ ቤት ህንፀት ኣምሓራ

2ኛ ታደሰ ወርቁ ደቡብ ፓሊስ

3ኛ ሚልኬሳ መንገሻ ጋንታ ሰበታ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.