Fana: At a Speed of Life!

መብሰሊ ግዜኦም ካብ 6 ሰዓት ናብ ሓደ ሰዓት ዘውርድ መብሰሊ “ስቶቭ” ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝደገፎ ጀማሪ ትካል ቴክኖሎጂ መብሰሊ ግዜኦም ካብ 6 ሰዓት ናብ ሓደ ሰዓት ዘውርድ መብሰሊ “ስቶቭ” እናፍረየ ምዃኑ ተገሊፁ።

እቲ ትካል፥ ካብ ሓተላ ቡን፣ ካብ ገረባ ጫት፣ ካልኦትን ዝተወገዱ ረሳሓት ሓይሊ ንምስራሕ ዘኽእልን ንሳቶም ዝጥቀምን ስቶቭ ኢዩ እናፍረየ ዝርከብ።

እቶም መብሰሊታት ምስ ከባቢ ዝስማዕምዑን ብኽነት ዝንክዩን ከምዝኾኑ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኣብ መዓልቲ ክሳብ 200 ዝበፅሕ “ቋይቶን ዝብል መፀውዒ ዝተውሃቦ ስቶቭ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዝበፅሐ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣሕመዲን መሓመድ፥ ትካሎም ጀመርቲ ትካላት ቴክኖሎጂ ዝድግፈሉ “ኣዋጅ ጀመርቲ ትካላት ቴክኖሎጂ ኣዳሊዩ ንኽፀድቕ እናተፀበየ ከምዝኾነን እቲ ኣዋጅ ከምዚ ዝበሉ ፀገማት ከምዝፍትሑን ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.