Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ ንምውፃእ ዝገብሮ ፃዕሪ ንከፅንዖ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ እትረኽቦ ረብሓ ንምስኣንን ከብ ኣባልነት ንምውፃእ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ዳግም  ንከፅንዖ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ብዕላዊ ደብዳበ ሓቲቱ።

ኢትዮጵያ ካብ ህዙሓት ዝማዕበላ ሃገራት ኣለም ለኸ  ኮርፖሬሽን ንክትስሕብ ናይ ኣጎዋ ኢኒሼቲቭ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ካብ መንጎ እዚ ድማ፥ ዩኤስ ፒቪኤች – ካልቪን ክላይን ፣ ቫን ሄውሰን፣ ኢዞድ፣ ኣርሮ፣ ስፒዶ፣ ቶሚ ሂልፊገርንተጠቀስቲ ብራንድታት ከምዝኾኑ ኣብቲ ደብዳበ ተገሊፁ።

ስለዚ መንግስቲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ ንምውፃእ ዝገብሮ ፃዕሪ ዳግም ንከፅንዖ ተሓቲቱ ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.