Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ንልምዓት ትምህርቲ ደገፍ ንዝገብሩ ዝነበሩ ኣካላት ኣፍልጦ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ ንልምዓት ትምህርቲ ደገፍ ንዝገብሩ ዝነበሩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ኣፍልጦ ሂቡ።

ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ዩኒቨርሲቲታት ፣ ሰብህፍቲ ፣ መምህራን ፣ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ዘመዝገቡ ዞባታትን ወረዳታትን ኣፍልጦ ተዋሂቡዎም።

ኣብ ዓውዲ ልምዓት ትምህርቲ፥ ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ልዕሊ 34 ሺሕ 200 መምሃሪ ክፍልታት፣ ልዕሊ 3 ሺሕ  ኣብያተ መፃሕፍትን ልዕሉ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን  መፃሕፍትን ከምዝተኣከበ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.