Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣይፃወርን-ወይዘሮ ፊልሰን አብዱላሂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣይፃወርን ክብላ ሚነስትር ደቂ ኣኒስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ወይዘሮ ፊልሰን አብዱላሂ ገሊፀን።

እተን ሚኒስትር ምስ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ሚኒስትግ ጉዳያት ደቂ ኣኒስትዮ ሜጀር ጀነራል ጥሩዬ አሰፌ ተዘቲየን።

እተን መራሕቲ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስትዮ ፆታዊ መጥቃዕቲ ተፈፂሙ ኢዩ ብምባል ዝለዓኡ ጉዳያት ብዝምልከት ተዛቲን።

<span;>እቲ ዛዕባ ንምፅራይ እተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ብዝምልከት ዘተ ዝገበራ እንትኾና፥ እቲ ግብረ ሓይሊ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስትዮ ህፃናትን መናእሰይን፣ ለዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ሓቂ ንምፍላጥ ዘኽእእ ስራሕቲ ምርመራን ምርግጋፅን ይገብር ከምዘሎ እውን እተን ሚነስትር ተዛሪበን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

<span;>ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana</span;>

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/</span;>

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision</span;>

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!</span;>

<span;>ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!</span;>

</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.