Fana: At a Speed of Life!

መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ተመረቕቲ ተምሃሮ ዝቕበላሉ መርሃግብሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ንኽቕፅል ብመሰረት ዝተወሰነ ውሳነ መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ቀዳማይ ዙር ተመረቕቲ ተምሃሮ ዝቕበላሉ መርሃ ግብሪ ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እዚ፡-

  1. 23ን 24ን ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም
    ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ
    ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ
    ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ
    ዩኒቨርስቲ ሃዋሳ
    ዩኒቨርስቲቡሌ ሆራ
    መቐለ ዩኒቨርስቲ
    ዩኒቨርስቲ ራያ

ዩኒቨርስቲ ወሎ
ዩኒቨርስቲ መቅደላ ኣምባ

ዩኒቨርስቲ ሰመራ
2. 25ን 26ን ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም
ዩኒቨርስቲ ኣርሲ
ዩኒቨርስቲ ሜትሮፖሊቲያን ኮተቤ
ዩኒቨርስቲ ሰላሌ
ዩኒቨርስቲ ደብረ ብረሃን
ዩኒቨርስቲ ዲላ
ዩኒቨርስቲ መዳወላቡ
አክሱም ዩኒቨርስቲ
ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት
ዩኒቨርስቲ ወልዲያ
ዩኒቨርስቲ ኣርባምንጭ
ዩኒቨርስቲ ዋቻሞ
ጂንካ ዩኒቨርስቲ
ዩኒቨርስቲ ኣምቦ
3. 27ን 28ን ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም
ዩኒቨርስቲ ጅማ
ዩኒቨርስቲ ወልቂጤ
ዩኒቨርስቲ ቦንጋ
ዩኒቨርስቲ ሃረማያ
ዩኒቨርስቲ ኦዳቡልቱም
ዩኒቨርስቲ ቀብሪደሃር
ዩኒቨርስቲ ባህር ዳር
ዩኒቨርስቲ ደባርቅ
ዩኒቨርስቲ እንጂባራ
ዩኒቨርስቲ ወላይታ ሶዶ
ዩኒቨርስቲ ወራቤ
4. 29ን 30ን ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም
ዩኒቨርስቲ ሚዛን ቴፒ
ዩኒቨርስቲ መቱ
ዩኒቨርስቲ ጋምቤላ
ዩኒቨርስቲ ድሬዳዋ
ዩኒቨርስቲ ጅግጅጋ
ዩኒቨርስቲ ወለጋ
ዩኒቨርስቲ ደምቢዶሎ
ዩኒቨርስቲ ኣሶሳ

  1. 28 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም

ዩኒቨርስቲ ጎንደር
ዩኒቨርስቲ ደብረማርቆስ

ዩኒቨርስቲ ደብረታቦር

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.