Fana: At a Speed of Life!

መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ፣ ፖሊዮን ቢጫ ዓሶን ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ፣ ፖሊዮን ቢጫ ዓሶን ከምዝካየድ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጀ ድጉማ፥ ሰሙነ ክታበት ኣፍሪካ ምኽኒያት ብምግባር ብምኽኒያት ፀገም ፀፅታ ክታበት ኣብ ዘይተውሃበሎም ከባቢታት እቲ ክታበት ከምዝካየድ ገሊፆም።

ዕላማ እቲ ክታበት፥ ብብርኪ ለበዳ ክለዓሉ ንዝኽእሉ ንፍዮ፣ ፖሊዮን ቢጫ ዓሶን ንምክልኻል ከምዝኾነ ሓቢሮም።

ብመሰረት እዚ ተመዛበልቲ ኣብ ዘለውሉ ከባቢታት ብስፍሓት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.