Fana: At a Speed of Life!

መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ።

እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ጥዕና ሰርጥ ኢዩ ተኻይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

እቲ ክሳብ 22 ታሕሳስ ዝወሃብ ክትባት ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ዝወሃብ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብቅድስት ብርሃኑ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.