Fana: At a Speed of Life!

መኽፈቲ ጉባኤ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ጉባኤ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ፣ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ተረኺቦም።

እቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ኩባኒያታት ምስ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስ  ኢትዮጵያ  ጥምረት ዝፈጥራሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ግልፅነት፣ ፍሉይ ተውህቦ፣ ብርኪታት ዕብየት፣ ስነ ምግባር ንግዲ፣ ክብሪ ወዘተ ብዝምልከት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዓለም ለኸ ምሁራን፣ ዋና ኣፈፀምቲ ስራሕን ኣባላት ቦርድ ኩባኒያታትን ተረኺቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.