Fana: At a Speed of Life!

መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ክብል ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።

እቲ ኢንስቲትዩት ካብ ሓደ ጠካል ምርመራ ላቦራቶሪ ብምብጋስ ኣብ ትካላት ምርመራ፣ ላቦራቶሪ ክልላት፣ ዩነቨርስቲታትን ውልቀ ትካላትን ብምትሕብባር ትካላት ምርመራ ኮቪድ 19 ከምዘስፋሕፈሐ ሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣድላዪ መዐቀኒ ንዘማልኣ ውልቀ ትካላት ፍቓድ ምርመራ ላብራቶሪ ኮቪድ 19 ከምዝህብ ኣፍሊጡ።

ይኹን እንበር መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ኢሉ።

እቲ መዐቀኒ ብምምላእ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ዝህባ ውልቀ ትካላት ብዝርዝር ኣቐሚጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.