Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሓድነት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 25 ጊዘ ኣብ ሃገርና ንመበል 11 ግዘ ዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ ”ባህሊ ሓድነትና ንሰላምና” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ዴኤታ ሚኑስቴር ባህልን ቱሪዝምን ወ/ሮ ብዙነሽ መሰረት፣ ሓለፊቲ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልላት፣ ዓበይቲ ዓዲን ፃውዒት ዝተገበረሎም መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.