Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ዲጂታል ግብርና ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ዲጂታል ግብርና ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ ብዲጂታል ግብርና ፍሪያት ሓረስቶት ንምስሳን ይስራሕ ብዘሎ ተግባራት ጭቡጥ ውፅኢት ይምዝገብ ከምዘሎ ገሊፆም።

ተበፃሕነት ሓበሬታ፣ ቀረብ ፋይናንስን እታዎታትን፣ ኣገልግሎት ሜካናይዜሽን ውስንነት ኣብ ፍሪያት ሓረስቶት ፈተና ከመዝኾኑ ተዛሪቦም።

እቶም ሕፅረታት ንምፍታሕ ፍሪያት ሓረስቶት ኣብ ምስሳን መነገስቲ ፍሉይ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.