Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ በርበራ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 8 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ወደብ ከተማ በርበራ ሶማሌላንድ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዘ በረራ ንምግባር ትልሚ ከምዘለዎን ኣብ ቀፃሊ ቁፅሪ በረርኡ ከምዝውስኽ እውን ገሊፁ።

ኣብ ኣፍሪካ ዘለዎ መባፅሕቲ ናብ 34 ዘዕቢ በረራ ከምዝኸውን ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኢትዮጵያ 19 ሚኢታዊ ወደብ በርበራ ብፅሒት ዘለዋ እንትትከውን፥ ኣብቲ ወደብ መርከባታ ቅድሚ ኣዋርሕ ምውፋር ጀሚራ ኢያ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.