Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ኣብዚ ሰሙን ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ ኣብ ባህሬን ምስ ወኪን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ሰለሙን ዳዊትን ካልኦት መሳርሕቶምን ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ከምዝጅምር ተገሊፁ።

እቲ በረራ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ኣቋሪፁ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.