Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንዝሕከሙ ሕማም ልቢ ዘለዎም 100 ህፃናት ወፃኢ ትራንስፖርት ክሽፍን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንዝሕከሙ ሕማም ልቢ ዘለዎም 100 ህፃናት ወፃኢ ሕክምና መጥባሕቲን ትራንስፖርት በፂሕኻ መልሲን ከምዝሽፍን ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር÷ ሎሚ መዓልቲ ንኣርባዕተ ፈላሞት ተጓዓዝቲ ኣፋኒዩ፡፡

ኣካቢ ቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ግርማ ዋቄ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምፍናው ከምዝበሉዎ÷ ህፃናት ምድሓን ግቡና ኢዩ፡፡

ኣብቲ ስመርሃ ግብሪ ምፍናው ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቺፍ ኦፊሰር ሮተሪ ኢትዮጵያን ተረኺቦም፡፡

ኣብ ወፃኢ ሃገር ዝሕከሙ ህፃናት÷ ናይ ፃንሒት ግዘኦም ወፃኢ ሮተሪ ኢትዮጵያ ከምዝሽፍን እውን ተገሊፁ፡፡

በትዕግስት አስማማው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.