Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ፅዕነት ብምሃብ ኣብ ኣፍሪካ ሽልማት ዝበለፀ መገዲ ኣየር እዚ ዓመት ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ፅዕነት ብምሃብ ኣብ ኣፍሪካ ሽልማት ዝበለፀ መገዲ ኣየር እዚ ዓመት ተዓዊቱ።

እቲ መገዲ ኣየር፥ ኣብ ተርኪ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ተገልገልቲን ሓረይቲን በዝሃብዎ ድምፂ ኢዩ ተዓዊቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.