Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትጵያ ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2020 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትጵያ ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2020 ተባሂሉ ብቢዝነስ ትራቭል ኣዋርድ ተሸሊሙ።

እቲ ሽልማት ብመፅት ቢዝነስ ትራቭል ኣዋርድ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ ዘሎ።

መንበብቲ እቲ መፅሄትን ዘይሻራዊ ትካል መፅናዕቲን ብዝተውሃቡዎ ድምፂ፥ እቲ ሽልማት ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከምዝበርከተ ተገሊፁ።

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ወርሒ ሚያዝያ ክሳብ ሰነ 2020 ብመሰረት ዝተሳለጠ ገምጋም ዝተውሃበ ሽልማት ከምዝኾነ እውን እቲ መፅሄት ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.