Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣይር ኢትዮጵያ 30 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣይር ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 30 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ 19 ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ።

እቶም ክታበታት ናብ ልዕሊ 24 ሃገራት ዓለም ከምዘጎዓዓዘ ኢዩ ገሊፁ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ካርጎን ሎጅሰቲክን ብምሃብ ዓለም ለኻዊ ሽልማታት ምሽናፉ ይዝከር ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.