Fana: At a Speed of Life!

መፃኢ ክራማት ሰብኣዊ ሓገዝ  ከይተዓናቐፍ መሰረተ ልምዓት ናይ ምፅጋን ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ሌ/ጀነራል የውሃንስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝነበረ ፀገም መሰረተ ልምዓት ብፍላይ ቢንቶታት ምጉድኦም ስዒቡ ክረምቲ ኣትዩ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይቋረፅ ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተገኑ ምዃኖም መተሓባበሪ ጊዚያዊ ኮማንድ ፖስት ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል የውሃንስ ገብረመስቀል ንጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ገሊፆም።

ፀገም መሰረተ ልምዓት ቶሎ ተፀጊኑ ናብ ስራሕ ክኣቱ መንግስቲ ፌደራል ልዑል ርብርብ ይገብር ከምዘሎ  ሌተናል  ጄኔራል የውሃንስ ገሊፆም።

ቢንቶታት ፀጊንካ ናብ ስራሕ ንምእታው ምድላዋት ኩሉ ከምተወገነ እውን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.