Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ትሑት እቶት ንዘለዎም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝኸውን መንበሪ ክሃንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ትሑት እቶት ንዘለዎም 64 ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝኸውን መንበሪ ክሃንፅ ኢዩ።

እቲ ዝህነፅ በዓል ኣርባዕተ ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ዘህነፅ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር ህንፀት ተኻይዱ።

ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብምርካብ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዶብ ሃገሩ ንምሕላው ይኸፍሎ መስዋእትነት ብተወሳኺ ህዝቢ እንትፅገም ቀልጢፉ ኣብ ምሕጋዝ ይርከብ ኢሎም።

ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመሩ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብምዝዛም ንነበርቲ ከምዘረብ እውን ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.