Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕናን ፖሊስ ፌዴራልን ኣፈፃፅማ መምርሒታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን ኣፈፃፅማ መምርሒታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ፖሊስ ፌዴራል ተዛቲዮም።

ሚኒስተ ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ሳህራላ ኣብዱላሂ፥ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ሃገርና እናተጋደደ ብምምፅኡ ሚኒስቴር ጥዕና ዘቐመጦም ድንጋገታት ነምፍፃም መስ መሓውር ፀፅታ ብቕርበት ምምኻርን መስራሕን ይግባእ ኢለን።

ኣብ ሃይማኖታዊ በዓላትን ሰለማዊ ሰልፍታትን ኣብ ዝግበሩ ማሕበራዊ ዓውድታት ሕብረተሰብ ካብ እዋን ናብ እዋን ይዘናጋዕ ብምህላዉ እቲ ለበዳ ብልዑል ኩነታት ንክላባዕ ምቹው ኩነታት ተፈጢሩ ኢዩ ኢለን።

የፌደራል ፖሊስ ጤና አገልግሎት ምክትል ዘርፍ ኃላፊ፣ ረዳት ኮሚሽነር ዶክተር ደረጄ ተካልኝ በበኩላቸው÷ ሠራዊቱ አመራሩና አባላት የኮቪድ 19 ቫይረስ ላይ ግንዛቤ እንዲኖራቸውና በጤና ሚኒስቴር የወጣውን መመሪያ ለማስፈፀም እንዲሰሩ ጥሪ አቅርበዋል፡፡

ምክትል ሓላፊ ዓውዲ ኣገልግሎት ጥዕናን ረዳት ኮሚሽነርን ፖሊስ ፌዴራል  ዶክተር ደረጄ ተካልኝ ብግደኦም፥ ሰራዊት ኣመራርሓን ኣባላትን ገንዛቀበ እቲ ቫይረስ ንክህልዎምን ብሚኒስቴር ጥዕና ዝወፅአ መምርሒ ንምፍፃምን ንክሰርሑ ፃውዒት ምቕራቦም ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.