Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕና ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ 453 ሺሕን 600 ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ  ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ 453 ሺሕን 600 ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪበን።

እቲ ደገፍ፥ “ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን” ዝተብሃለ ዓይነት ክታበት ኢዩ ተባሂሊ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ደገፍ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ካብ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵየያ ጊታ ፓሲ ተረኪበን።

ኣሜሪካ ኣብ ዝቕፅሉ ሰሙናት 25 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ን49 ሃገራት ኣፍሪካ ደገፍ ከምእትገብር ተገሊፁ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.