Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕና ካብ መሓዙት ኣካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ካብ መሓዙት ኣካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣረኪቡ።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ትካላት ብርኩ ጉድኣት ትካላት ብምፅናዕን ሓገዝ ወሃብቲ ኣካላትን ብምጥንኻር ስራሕቲ መሊስካ ምጥያሽ እናሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ምስ መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝከባ ሓሙሽተ ጣቢያታት ጥዕናን ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታላትን ካብ መጥባሕቲን መደንዘዚ ማሽን ወፃእ ሙሉእ ብሙሉእ ኣላዪ ናውቲ ክማለአሎም ከምዝገበረ ገሊፁ፡፡

ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና መተሓባበሪት ዳይሬክቶሬት ኣደታትን ህፃናትን ሲስተር ዘምዘም ሙሃመድ፥ ንሸሞንቲአን ትካላት ሚኒስቴር ጥዕናን ማሕበር ሓኽይም ማህፀን ጥንሲ ኢትዮጵያን ብሓባር ሓገዝ ከምዝገበሩ ኣበገንዚበን

የጤና ተቋማቱን መልሶ ለማቋቋምም ከ2 ነጥብ 4 ሚሊየን ብር በላይ ወጪ መደረጉን ነው አስተባባሪዋ የገለጹት፡፡

እቲ ሓገዝ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ትዕና ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣብዱል ከሪም መንግስቲ ዝተረከቡ እንትኾኑ፥ ንዝገበረ ሓገዝ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

ብኣለባቸው ኣባተ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.