Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ልኡኽ ኖርዌይ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ልኡኽ ኖርዌይ ኣብ ጉዳያት ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጡ።

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ተግባራት ልምዓትን ተሳትፎ መዳርግቲ ልምዓትን ነቶም ኣባላት እቲ ልኡኽ መብርሂ ተዋሂቡዎም።

ኣብ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣ ቱሪዝም ዲጅታል ኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ጠመተ ብምሃብ መንግስቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣማኻሪ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ፃድቃን ኣለማየሁ፥ መዳርግቲ ልምዓት ኣብቲ ዓውዲ ንክሳተፉ መንግስቲ በህጊ ኣለዎ ኢሎም።

ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘሎ ዓቕሚ ልዑል ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ሎሚ ዘበን ፍሪያት ስርናይ ሰደድ ምግባር ከምዝተጀመረ ተዛሪቦም።

ኣባላት እቲ ልኡኽ ብግደኦም፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣይዎ እወንታዊ ኩነታት ንመንግስቶም ከምዘረድኡ መግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.