Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፅዮን ተክሉ ኣቀባብላ ገይረናለን።

ሚኒስትር ታማኖ ሺታ ንኽልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትጵያ ከምዝመፅኣ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ እስራኤል ትውልደ ኢትዮጵያ ዝኾነ ዜጋ ከምዚ ዓይነት ብርኪ ስልጣን እንትሕዛ ፈላመይቲ ኢየን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.