Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ምክልኻል ኣብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ክታሞም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነዓ ያደታ ኣብ ወፍሪ “ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ክታሞም ኣንቢሮም።

ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ፥ ሓቂ ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ምፍላጥን ሃገር ናይ ምፍራስ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምቅላዕን ከምዝኾነ እቶም ሚኒስትር ገሊፆም።

መንግስቲ ድሕንነት ህዝቢ ሉኣላውነት ሃገርን ንምሕላው ኣብ ዝወስዶ ሕጋዊ ስጉምቲ፥ ኣሜሪካን ምዕራባውያንን ክፈልጡ ምግባር ረብሐኦም ንምሕላውን ብዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናሸረቡ ከምዝኾኑ ገሊፆም፡፡

ዶክተር ቀነኣ፥ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንፁሃን ዜጋታት ብምጭፍጫፍ፣ ዜጋታት ንዘበናት ዘፍረዩዎ ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናው፣ ካብ ህፃናት ክሳብ ኣረጋውያን ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ብምድፋር ሓዊሱ ካልኦት ግፍዒታት ከምዝፈፀመ ተዛሪቦም።

ፍልፍል፦ ፌስ ቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.