Fana: At a Speed of Life!

ማሊ ዴንማርክ ወታደራታ ካብ ሃገራ ብቕልጡፍ ንኽተውፅእ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ማሊ ካብ ስምምዕነት ወፃእ ኣብ ሃገረይ ሰፊሮም ዝበለቶም ወታደራት ዴንማርክ ካብ ሃገራ ንኽወፅኡ ሓቲታ።

ወታደራዊ መንግስቲ ማሊ ከምዝበሎ፥ ዴንማርክ ብዘይ ስምምዕነት ኣብታ ሃገር ዘስፈረቶም 100 ዝኾኑ ወታደራት ንኽተውፅእ ሓቲቱ።

ጦር ዴንማርክ ብግድኡ፥ ናብ 90 ዝፅግዑ ወታደራት ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኣባላት ወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣውሮፓ ንኽሕግዙ ናብ ማሊ ከምዝኣተዉ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሚያዝያ ተዋፈሩ እቶም ወታደራት ዴንማርክ ኣብ ምብራቕ ማሊ ኣብ ትርከብ ሜናካ ግዛት ዝርከቡ እንትኾኑ፥ ክሳብ 2023 ኣብታ ሃገር ክፀንሑ ኢዮም ተባሂሉ ነይሩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.