Fana: At a Speed of Life!

ማሕበረሰብ ወረዳ ወምበራ ንሰራዊት ምክልኻል ድፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ወምበራ ዝርከቡ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ድፍ ገይሮም።

ዋና ኣመጋዳሪ እቲ ወረዳ ኣይተ ሙሉጌታ ኣዲሱ፥ ህዝቢ እቲ ወረዳ ነቲ ሰራዊት ንምሕጋዝ ብር 560 ሺሕ ወፃኢ ብምግባር 15 ኣውዑር፣ 13 ኣጣል፣ 4 ኣባጊዕ ከምኡ እውን 10 ኩንታል እኽሊ ኣዳሊዮም ከምዘረከቡ ገሊፆም።

ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ሻለቃ ሓላፊ ሻምበል ዘውዱ ቱራ ብግደኦም፥ ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ንሰራዊት ዝበለፀ ሞራል ዘስንቕ ኢዩ ምባሎም ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.