Fana: At a Speed of Life!

ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ።

ሕብረት ኣውሮፓ፥ ጉግል፣ ሜታ፣ ማይክሮሶፍት፣ ቲክ ቶክን ካልኦት ሰብ ዋና  ኩባንያታት ቴክኖሎጂን ብፅሑፍ፣ ስእሊን ሰብ ስራሕ ተግባራትን ኣቢሎም ብልሓት ብዝተመልኦ ኣገባብ ዝቐርቡን ዝውዝዑን ዝተሰሓሓቱ መረዳእታታት መፍለዪ “ሌብል” ብምጥቃዕ ዝወስድዎም ስጉምቲታት በዝበለፀ ንከጠናኽሩ ኢዩ ሓቲቱ።

ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ቬራ ጆውሮቫ ኣብ ብራስልስ ኣብ ዝሃብኡ መተሓሳሰቢ፥ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ምቅላስ ፈተና ኮይኑ ከምዘሎ ገሊፀን።

እቶም ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ምስ 27 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ስምምዕነት ምኽታሞም ደምፂ ኣሜሪካ ኣዘኻኺሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.