Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ከምዝገበረ ጊዚያዊ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም።

እቲ ደገፍ ጥራዛትን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ፥ እቲ ማሕበር ዝገበሮ ደገፍ ኣዝዩ ዝተባባዕን ብተምሳሌት ዝረአን ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.