Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ ኣምቡላንስን ተሽከርከርቲን ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣገልግሎቱ ንምስፋሕ ዝሕግዝ ደገፍ 14 ኣምቡላንስን 9 ተሽከርከርቲን ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ረኺቡ።

እተን ኣምቡላንሳት ብ28 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ እንትኾና እተን ንሰርቪስ ዘገልግላ ድማ ብ18 ሚሊየን ብር ከምዝተዓደጋ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ 8 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ተበርኪቱሉ።

ዋና ፀሓፊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጌታቸው ታኣ፥ ቁፅሪ ኣምቡላስ ክብ ካብ ምባል ብተወሳኺ ፅርየት ኣገልግሎት ዘመሓይሽ ኢዩ ኢሎም።

ብፈቲያ ዓብደላ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.