Fana: At a Speed of Life!

ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም  ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

እቶም  ኣብቲ ማእኸል ዝስልጥኑ ዝነበሩ 62 መናእሰይ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲን መዳርግቲ እቲ ማእኸልን ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.