Fana: At a Speed of Life!

ማእኸል ታለንት ኢትዮ-ሳይበር ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ- ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም፥ ኣብ ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረበብ ድሕንነን ዑደት ገይሮም።

ዝስርሑ ዘለዉ ሃገር ቦቀል ውፅኢታት ሳይበር ቴክኖሎጂን ኣብ ሳይበር ድሕንነት ፍሉይ ውህብቶ ዘለዎም መናእሰይ ናይ ምልማዕ ስራሕ ዑደት ገይሮም።

ማእኸል ታለንት ኢትዮ-ሳይበር ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ ኢሎም።

ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም፥ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ፅርየት ዘለዎ ትምህርቲ ብምቕራብ፣ ብሳይበር ሉኣላዊነት፣ ዲጂታላይዜሽንን ልምዓት ታለንትን ብብርኪ ኣፍሪካ ዝስራሕ ዘሎ ስራሕ ንምርኣይ ዘኽእል ዑደት ኣካይዶም።

ኣፍሪካውያን ባናይ ባዕልቶም ነባራዊ ኩነታት ብምጥቃም ሉእላውነት ዲጂታል ምርግጋፅ ይግበኦም አውን ኢሎም ሼክ መንሱር ።

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.