Fana: At a Speed of Life!

ማይክ ሃመርን ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ምስ ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ምስ ዝመደቦም ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም።

እቲ ጉጅለ ከይዲ ሰላም ናይ ምክትታል፣ ምርግጋፅን ቅርታ ናይ ምስማዕን ስራሕቲ ኣብ መቐለ ዛሳልጥ ዘሎ ኢዩ።

ዘላቒ ሰላም ንክዓስል ዓሊሙ ሕብረት ኣፍሪካ ዘጣየሾ ጉጅለ ዝዋፅኦ ዘሎ ግደ ዝነኣዱ ማይክ ሃመር፥ ስልጣኑ ክሳብ ቀፃሊ ወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓ.ም እንንተናውሐ ሕጉስ ከምዝኾኑ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.