Fana: At a Speed of Life!

ምሁራን ንሉእላውነትን ዘላቒ ሰላምን ኢትዮጵያ ግቡእ ግደ ክፃወቱ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን ነባራዊ ኩነታት ብምግንዛብ ንሉእላውነትን ዘላቒ ሰላምን ኢትዮጵያ ግቡእ ግደ ክፃወቱ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንልእልና ኢትዮጵያ ግደ ምሁራን ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ መላእ እዛ ሀጋር ዝተውፃእፅኡ ምሁራን ኣብ ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ተረኺቦም።

ኣብ ማሕበራዊ  ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ፥ ምሁራን ንሉእላውነትን ዘላቒ ሰላምን ኢትዮጵያ ግቡእ ግደ ክፃወቱ ይግባእ ኢሎም።

ናይ ኩላትና ፀገማት ዝፍትሑ ብናይ ኩላትና ናይ ምትሕብባር ቃልሲ ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።

ፍልጠትን ፈላጥን ዝኽበረሉ ማሕበረሰብ ንምህናፅ መነግስቲን ምሁራንን ተቐራሪቦም ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.