Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ፀጋዬ ተክለሃና ንኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ሚስኪ መሓመድ ኣረኪበን።

እተን ኣመሓዳሪት ኣብቲ እዋን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብቲ ዞባ ምስ ሕፅረት ዝናብ ተተሓሒዙ ኣብ ሓሙሽተ ወረዳታት ሰበኽ ሳግም ድርቂ ከምዘጋጠመን ኣብተን ወረዳታት ዝርከቡ ነበርቲን እንስሳታትን ንፀገም ከምዝተቓልዑ ብግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እቲ ምመምሕዳር ከተማ ናብ ፀገም ንዝወደቑ ወገናት ዝገበሮ ሓገዝ እውን ኣመስጊነን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.