Fana: At a Speed of Life!

ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ኩዌትን ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኩዌት መዘነኦም ከሊፋ ሙሳዱ ሃማዳ ተዛቲዮም፡፡

ኣብዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ቀፃሊ ብንግዲን ፍሰት መዋእለ ንዋይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ጉዳያት ዕዉት ልዝብ ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኢትዮጵያን ኩዌትን ካብ ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ርክብ ሓሊፉ በዝሒ ዘለዎም ኣብ ኩዌት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልምዓት ሃገሮም ጥንኩር ተሳትፎ እናገበሩ ክዝርከቡ ይፍለጥ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.