Fana: At a Speed of Life!

ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፥ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንምዕባለ ኣእምሮ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ሚዛናዊ ኣተሓሳስባ ሃሊዩ ሰላም እዛ ሃገር ንክሕሎ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ሕብረተሰብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።

ሓድነት ብምጥንኻር ኣብ መንጎ ህዝቢታት ማዕርነት ንክሰርፅ ዝሕግዝ ከምዝኾነ እወን ሓቢሮም።

መንግስትም ስፖርት ለሁሉም በሁሉም ስፍራ እንዲደርስ እየሰራ መሆኑን ተናግረዋል።

ነዚ ድማ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጦም።

 

 

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.