Fana: At a Speed of Life!

ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ ገሊፁ።

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ወሰን ብዘይምክላሉ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ ምንግልታዕን በደልን እነትበፅሕ ነይሩ ኢዩ ኢሉ።

ኣብ ኣዋሳኒ ዝነብሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝግበኦም ኣገልግሎትይ መንግስቲ ኣብ ምርካብ ይፅገሙ ከምዝነበሩ ብኣብነት ረቚሑ።

ተምሃሮ ቀዳማይን ካልኣይን ኣብያተ ትምህርቲ ንምርካብ ክሳብ 50 ኪሎ ሜትሮይጓዓዙ ከምዝነበሩ እውን ሓቢሩ።

ስለዝኾነ ነዚኦምን ካልኦትን ፀገማት ብምፍታሕ፥ ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ነበርቲ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ ኢሉ።

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.