Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪን መቐለ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ደገፍ ንምግባር መቐለ ኣቲዮም።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ሙሉ ነጋን  ኣባላት ካቢኔኦምን፣ ዓበይቲ ዓዲን መራሕቲ ሃይማኖትን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.