Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂበን።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣየተ መለሰ ኣለሙ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ
  2. ኣይተ ኤፍሬም ግዛው ብብርኪ ሓላፊ ቢሮ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ
  3. ወይዘሮ ኣልፍያ ዩሱፍ ብብርኪ ሓላፊት ቢሮ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ከንቲባ ኮይኖም ምሻሞም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.