Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ ድማ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነት ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.