Fana: At a Speed of Life!

ምደባ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኾይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምደባ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኾይኑ።

ብመሰረት እዚ እቶም ተምሃሮ ኣብ መርበብ ሓበሬታ http://result.neaea.gov.et/Home/Placement ብምእትው ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ምእርኣይ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።

ብተወሳኺ ብኣካል ምኻድ እንተይኣድለየ ቅርላ ምቕራብ ንዝደሊ መርበብ ሓበሬታ https://forms.gle/Jt9L7F2EDDC62YLQ7 ብጥቃም ቅርትኡ ከቕርብ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

እተን ዩንቨርስቲታት ክሳብ 30 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ግቡእ ምድላው ብምግባር ምርሃ ግብሪ ምቕባክ ተምሃሮ ከምዘፍልጣ ድማ ተገልፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.