Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያን ዩክሬንን ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን።

ተደራዳሪ ዩክሬን ዴቪድ ኣራካሚያ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ተርኪ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ኣዘኻኺሮም።

እቲ ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን ኢሎም።

ይኹን እንበር ሩሲያ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝፍፅምኡ ረቂቕ ሰምምዕነት ተወሳኺ ስራሕቲ ምስራሕ የድሊ ኣብ ዝብል ምላሽ ከምዝሃበት ተሓቢሩ።

ብኻሊእ መዳይ ሩሲያ ኣብ ማሪፑል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዝትግበር ደው ምባል ተኹሲ ዕላዊ ገይራ ክብል ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.