Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ምሁራንን ተምሃሮ ዩንቨርስቲን ኣካፊሉ።

እወንታዊ ልምዲ ህዋ ሳይነስ ሩሲያ ጠመተ ዝገበረ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

እቲ መርሃ ግብሪ ብኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስ ኢትዮጵያን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለወ ኢዩ ተባሂሉ።

ምሁራን እቲ ዓውዲን ማሕበረሰብ እቲ ዩንቨርስቲን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም።

ብፀጋዬ ወንድወሰን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.